2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ – ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) 2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ ኢሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5 ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…