ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ኣፈላላይ ሓሳባት ካብ ምትእንጋድ ሓሊፉ እንታይ ይጠቕመና? Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ብዙሕነት ሓሳብ ኣብ ዝረኣየሎም ዝተፈላለዩ ምሕበረሰብ ዓለምና ሃገራዊ ዘተ ከም ፈላማይ ኣማራፂ ተገይሩ እንትውሰድ ብዙሕ ኣይስተውዓልን፡፡ ብተፃራሪ ድማ ተሞክሮታት ከምዘርአእዩዎ ኣብ ኣፈላላይ ሓሳብ ግልፂ፣ መካተቲን ተኣማንነት ብዘለዎን መልክዑ ዘተ እንተዘይተገይሩ ቁስሊን ሕመምን ሃገር ናይ ምሕካም…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ብምስዓር ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35ን ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል 3 ን 2 ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማቲያስ ኩኛ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕብረት ንዝመፅእ ወለዶ ፅንዕቲ፣ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ውፅኢት ተኮር…
ቴክኖሎጂ ኣብ ሃገርና ፈላመይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኤኣይ … Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፍፃመ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝተፈለዩ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሰለስተ ተዓወትቲ ክፍለዩ ኢዮም፡፡ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል…
ስፓርት ደርቢ ላንክሻየር – ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድ ትራፎርድ ንሊቨርፑል እተተኣናግደሉ ደርቢ ላንክሻየር ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀትሪ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ…
Uncategorized ኣቤል ብርሃኑ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ፅዕንቶ ፈጣሪ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ብምግባር ምንቅስቓሳቱ ኣብ ናይ ባዕሉ ዩቲዩብ ዘጋውሕ ኣቤል ብርሃኑ (የወይኗ ልጅ) ኣፍሪካን ጎልደን ኣዋርድስ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ፅዕንቶ ፈጣሪ ኣፍሪካዊ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡ ኣቤል ብርሃኑ ኣብዚ ዓመት ዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ሬጉላቶሪን ምሕደራን ስርዓት ሚዲያ ኣብ ሓበሬታ ዝተመስረተ ተሓታትነት ዘዕስል ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዝተዋደደን ሬጉላቶሪን ምሕደራን ስርዓት ሚዲያ ኣብ ሓበሬታ ዝተመስረተ ተሓታትነት ዘዕስል ኢዩ ኢሎም ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ – ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ፖለቲካ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንት ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ መሓመድ ባጎንዛ። እቶም ፕሬዝዳንት ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ስርዓት ሬጉላቶሪን ምሕደራን ሚዲያ ቴክኖሎጂ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምትሕብባር ዘልመዖ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራን ሬጉላቶሪን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ብዕሊ ኣመሪቑ። ዋና ዳይሬክተር ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘለቀ ኣብቲ እዋን፥ እቲ…