Fana: At a Speed of Life!

ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢዩ።…

ተጋድሎ ሓርበኛታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋሽስት ጣሊያን ዳግም ንኢትዮጵያ ዝወረረሉን ምስ ጀጋኑ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ን5 ዓመት ታሊሲ ዝተሰዓረሉን መበል 85 ዓመት በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ይርከብ። ፋሽስት ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝበፅሖ ስዕት ንምቕያር ዳግም…

ድኽነት ተቓሊስካ ምስዓር ግዚኡ ዝሓቶ ሓርበኝነት ኢዩ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድኽነትን ድሕረትን ተቓሊስካ ምስዓር ንሓድነት ሃገር ዘብዒ ጠጠው ምባል ግዚኡ ዝሓቶ ሓርበኝነት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን። መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ…

ኣብ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግደ ጅግንነት ዝተዋፅኡ ሓርበኛታትና ብምዝካር ንዝክሮም ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ግደ ጅግንነት ዝተዋፅኡ ሓርበኛታትና ብምዝካር ንዝክሮም ኣለና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላፈኦ መልእኽቲ÷ ሃገር ንጠቢባን…

ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ ክሲ ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ መሰረተ ዘይብሉ ክሲ ውድቂ ገይራ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ ሓይሊ ምክልኻል ሱዳንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ብሓባር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…

ኣብ ቻይና ፋብሪካ ርችት ብዘጋጠመ ፍንጀራ ህይወት 26 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ከተማ ሊዩያንግ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ርችት ብዘጋጠመ ፍንጀራ ህይወት 26 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 61 ድማ ከምዝቆሰሉ ተሓቢሩ። ድሕሪ እቲ ፍንጀራ ስርሒታት ምድሓን ህይወት ይካየድ ከምዝነበረን ብምሕባር፤ ሰብመዚ 3 ኪሎ ሜትር…

መዘኸርታ ሓወልቲ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፓርክ ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ መዘኸርታ ሓወልቲ ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተመሪቑ፡፡ እቲ መዘኸርታ ሓወልቲ ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብዕሊ ተመሪቑ። ኣብቲ ምረቓ መርሃ ግብሪ…

ሓርበኝነት – ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚያዝያ 27 ኢትዮጵያውያን ብዓብዩ መስዋእቲ ንፋሽሽታዊት ጣሊያን ስዒሮም ሓርበኛታት ባንዴራኦም ዘልዓሉላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ። ንሃገራውነት ኢትዮጵያ ፍሉይ ዝገብሮ "ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓውዲ" ቃልሲ ምንባሩ እዩ።…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ቤት ምኽሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ምስ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒካል ቤት ምኽሪ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ግደ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እቲ ጉባኤ ንምጥንኻር ዘኽእል ሃገር ለኸ መውሀቢ ግንዛበ ዕላዊ ኮይኑ፤…

ናይ ሎሚ ሓርበኝነት ሃገር ካብ ድኽነትን ድሕረትን ምንጋፍ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ናይ ሎሚ ሓርበኝነት ሃገር ካብ ድኽነት፣ ድሕረትን ተፀባይነትን ምንጋፍ እዩ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ብምኽንያት መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ…