ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 85 በዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡
ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ እዩ፡-
እንኳዕ ንመበል 85 በዓል ጀጋኑ ሓርበኛታት…