ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም-ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ።
ክሲ ዝተመስረተሎም ድማ፦
1 ተኸሳሲ ኣይተ ክፍሌ ወ/ማርያም ጋዎ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ…