ስፓርት ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡ በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮ-ቻይና… Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ቻይናን ትካላዊ ህንፀት ዓቕሚ፣ ልምዓት ትካልን ስሉጥ ኣገልግሎት ጉምሩኽን ምሃብ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምሕደራ ጉምሩኽ ቻይና ዋንግ ጁን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን…
Uncategorized ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ ላሜክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም 349 ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ፥ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሌማዊ ለውጢ ሕራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢት ሃገር ኮፕ 32 ምዃና ስዒቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ጌዲዮን ጢሞቴዎስን (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምግባር ከምዝመደበ እንትገልፅ ሓጎስ ይስመዖ። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ። እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣመራርሓ “እረኣእያ መንግስቲ መደመር ብራኸ ዘፈራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ፡፡ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሓበራዊ ኣኼባ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…