ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ- ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝጠመተ…