Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2026

ዘመናት ዝሰገረ ታሪኽ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ

ኣብ ድርሳናት ታሪኽ ከምዝንገር ዕድሚኡ እናደፈአ እንትኸይድ ነቲ ኣረጊት ክንቲቱ እናነቐለ፣ ፅፍሩ ናብ ከውሒ ብምግጫው ሓድሽ ሓይሊ ከምዝለብስ ዝእመነሉ ገዚፍ ኣሞራ፤ ኢትዮጵያ እውን ነቲ ናይ ውግእን ድኽነትን ያታ ከምኣረጊት ክንቲት ኣራጊፋቶ እያ። ናይ ትማሊ ተሞክሮ መከራን ውድቀትን ናብ ሓይሊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን 500 እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን 500 እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንምሃብ ምድላዋት ተዛዚሙ ኢሉ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ። ዋና ፈፃሚ እቲ ስራሕ ትካል ኮሚሽነር ኣሕመድ መሓመድ፤ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ምብራኽ ከተማታትና፥ መልክዕ ምብራኽ ሃገርና እዩ። ደረጃኦም ዝሓለዉ ከተማታት መስትያት ስልጣነ እዮም። ደረጃ ዕቤት ሓንቲ ሃገር፣ ብራኸ ኣተሓሳስባ ህዝባ፣ ቆራፅነት ሓለዋ ከባቢን ኣንፈት ልምዓትን ብግልፂ ዘርእዩ ህያዋን ገፃት እዮም። ብፍልፍል ሓሳብ ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ

ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፤ ታሪኻዊ እምነ ኩርናዕ ዘበን ብራኸ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘበን ብራኸ ጋህዲ ምዃኑ ዘበስሩ ብዙሓት ዓበይቲ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ዓቢዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደርን ብዙሓት ሜጋ ፕሮጀክታትን ክፅርሑ ይኽእሉ። ተዛዚሞም…

መዓልቲ ብራኸ ኣብ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ብራኸ ኣብ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ብዝተፈላለዩ መደባት ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዓውዲታት ቱሪዝም፣ ሕርሻ፣ መዓድንን ነዳዲን፣ ማይን ሓይሊን፣ ትራንስፖርት፣ ከምኡ እውን ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዝተመዝገቡ…

ሓይሊ ኣብዮት ንኩለመዳያ ብራኸ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሓንቲ ሃገር ዕብየት ቁጠባን ስግግር ኢንዱስትሪን፣ ከምኡ’ውን ኩለመዳያዊ ብልፅግናን ንምምፃእ ውሑስን ዘተኣማምንን ቀረብ ሓይሊ ልዑል ግደ ኣለዎ። ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝጀመረቶ ጉዕዞ ንስራሕ ክዉን ክኸውን ዝኽእል ድማ ዘተኣማምንን…

ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። ምሉእ ትሕዝቶ መግለፂ እቲ ኣገልግሎት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ እንኳዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ብራኸ ብሰላም ኣብፅሓኩም፣ ኣብፀሓና!…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ብራኸ ምኽንያት ብምግባር ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 ጳጉሜን መዓልቲ ብራኸ ምኽንያት ብምግባር ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ይወሃብ ኣሎ። መርአያ ብራኸ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ዓውዲ ትራንስፖርት፣ ንነበርቲ እታ ከተማ ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት…

ኣርሰናል ሳልሳይ ተኸታታሊ ዓወታ ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ንቼልሲን ብዓወት ጋንታ ኣርሰናል 2 ን 1 ተዛዚሙ። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ካብ ምሸት ሰዓት 12፡30 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ንዓወት ኣርሰናል…