Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2026

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጋሞ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ወገናት ሓዘኖም ንምግላፅ ናብ ኣርባምንጭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዑደት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተመሊሶም ብቐጥታ ናብ ኣርባምንጭ ኣምሖም። ኣብ ፃሒቶም ድማ ኣብ ከባቢ ኣርባ ምንጭን መላእ ዞባ ጋሞን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 3.95 ብምምፃእ ተሸላሚት ሜዳልያ ወርቂ ዶ/ር ሜሮን ለገሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶክተር ሜሮን ለገሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቤት ትምህርቲ ሕክምና 3.95 ማእኸላይ ውፅኢት ብምምፃእ ልዑል ውፅኢትን ተሸላሚት ሜዳልያ ወርቂን ኮይና ኢያ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሕክምና ዘሰልጠኖም 263…

ፖሊስ ሰራዊት ጎድና ጎድኒ ልኡኽቶ ሰላም ሽም ሃገር ዘፀውዑ ስፖርተኛታት የበርክት ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ሰራዊት ጎድና ጎድኒ ልኡኽቶ ሰላም ሽም ሃገር ዘፀውዑ ስፖርተኛታት ኣብ ምብርካት ዘይትካእ ግደ የበርክትተ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ 2ይ ውድድርን ፌስቲቫልን ስፖርት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ "ልኡኽቶ ብጅግንነት፣ ስፖርት ብውፅኢት"…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 263 ናይ ሕክምና ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 54 ዙር ዘምሀሮም 263 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣገልግሎት ጥዕና ፅሬት፣ ተበፃሕነትን ፍትሓዊነትን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሰብ ሞያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣአበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ዱባይ፣ ምክትል ፕሬዚዳንትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ቼልሲ ውዕሊ ኣምበል ጋንታኣ ሬስ ጀምስ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼልሲ ውዕሊ እንግሊዛዊ ተኸላካኻሊ ሬስ ጀምስ ንተወሰኽቲ ሽዱሽተ ዓመታት ከምዘናወሐት ዕላዊ ገይራ፡፡ ኣምበል እታ ጋንታ ሬስ ጀምስ ክሳብ 2032 ዓ.ም.ፈ ኣብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ክፀንሕ ኢዩ፡፡ ጀምስ ኣብ ጋንታ ቼልሲ ክሳብ ሕዚ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ወደባት ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ሩስያ ዝተነበረ ማዕቀብ ብግዚያዊነት ኣልዒላ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምዘፍለጦ፤ ውሳነ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዝኣተውዎ ኩነታት ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ጋሞ ብሰንኪ ምግህማስ መሬት ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ጋሞ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬትን ውሕጅን ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ሚኒስቴር መዓድን ንሰለስተ ኩባንያታት መዓድን ፍቓድ ዕደና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዕደና ንዝተዋፈሩ ሰለስተ ኩባንያታት ፍቓድ ዕደና ሂቡ። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማዕድን ብግቡእ ንምምዕባል ኣገደስቲ ስጉምትታት እናወሰደት…