ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ፀዊዖም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ኣበዚ ሰሙን ዝዘነበ ከቢድ…