Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2026

ሓዱሽ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ሞጅታባ ኻሜኒ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን እስራኤልን ቅድሚ ሒዲት መዓልቲታት ብዝፈፀምኦ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ዝተቐተሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሜኒ ብካልኣይ ወዶም ሞጅታባ ኻሜኒ ተተኪኡ። እዚ ወዲ 56 ዓመት መንእሰይ ሞጅታባ ኻሜኒ ኣብ ኢራን…

ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ። ነገር ግን ኣድላዪ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ኣካውንትና ብቐሊሉ ንሳይበር ገበናት ቅቃልዑ ይኽእሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብስፍሓት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡ እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ በረራ ብምክያድ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) የብዕል። እቲ መገዲ ኣየር ተግባር ብምንቅስቃስ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሓያል ተሳትፎ ከምዘለዎን የርኢ። ናይ…

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ…

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) ‘ድምፂ ደቂ ኣንስትዮ ንዝማዕበልት ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓብ ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ብዓለም ንመበል 115 ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ…

ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብምፍጋፍ ምሕላፍ ይግባእ – ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብሓባር ብምብላዕ፣ ብምስታይ፣ ብምስታይን ብመሕጋዝን ምሕላፍ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፡፡ 6ይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር…

“ዓድዋ ‎ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን” ዝተሰመየ መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ዓድዋ ‎ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን" ዝተሰመየ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ…

ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት መቄዶንያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሕገዚ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን መቄዶንያ ካብ 6 መጋቢት 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ዓብዪ ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት ክካየድ ኢዩ። ኮሚቴ መተሓባበሪ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። መስራቲ…