Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2026

ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ – ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ዳይሬክተር ምምሕዳር ሙዚዬምን ሓድጊን ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ፡፡ ሜ/ጄ ጥሩዬ ከምዝበለኦ÷ ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያካብ ዘመነ መንግስቲ ኣኽክሱም…

ምዝገባ መረፅቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ስዒቡ ደማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ናብ መረፃ ጣቢያታት ብምኻድ ናይ መረፃ ካርዲ እናወሰዱ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ምዝገባ 18…

10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ዝተመዝገቡ 47 ፓርቲታት 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ ካብ ፅባሕ 28 ለካቲት ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ…

ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባቢ ጃንሜዳ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሰራዊት ምክልኻ ምስ ጎብነዩ ኣብ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም፡፡ እተን ትካላት ኣብ ዘካየድኦ ናይ ሓደ ሚሊየን ብር ሽልማት ዘለዎ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ውድድር ሙዚቃ ከካይዳ እየን።…

ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት

ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት… ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ምስ ዝካየድ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ተተሓሒዙ ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክዕፀዉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ፡- - ካብ መገናኛ ናብ መስቀል…

ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ዶ/ር መቅደስ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ኤሪክሰንን ዲጂታል መሰረተ ልምዓት ንምጥንኻር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኔትወርክ መስፋሕፍሕ ንምክያድ ዲጂታላዊ መሰረተ ልምዓትን ንምዕባይን ናብ ልዑል ብርኪ ንምግባርን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባንያ ኤሪክሰን ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕ ኣብ ጎድኒ ኣብ ባርሴሎና ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዓለም ለኸ…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም መንግስቲ ኣድላዩ ኩሉ ደገፍ ክገብር እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንምዝዛም ዘድሊ ኩሉ ድጋፍ ክገብር እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። "ዳይነትን ዲሞክራሲን ንዕውትነት ትካላትን፤ ዕውት ህንፀት ሃገረ መንግስቲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…

6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ እዩ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ። መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር "ነጃሺ ለሀገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ። ሓላፊ ቤት…