ኢትዮጵያ ብሃገር በቀል ኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኢትዮጵያ ብኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ከምዘላ ገሊፆም።
4ይ ኢንቨስት ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም “ንቢዝነስ ስራሕ ድልውቲ ዝኾነት…