ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኽብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ምዕራፍ ካልኣይ ሰሙን ውድድር ሸሞንተ ተወዳደርቲ ምድብ 2 ምስ ኮከብ ባንድ ስራሕቶም ብክልተ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ፡፡ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካን ማእኸል ዓለም ለኸ ዲፕሎማሲን ዝኾነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን ንዓለም ለኸ ጉባኤታት ተመራፂት ኮይና ቀፂላ ኣላ፡፡…
ጥዕና ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ይውሃብ ኣሎ mizan mekonen Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ሎሚ ተጀሚሩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ። እቲ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ፖልዮ ክሳብ 21 መጋቢት 2018 ዝፀንሕ ኮይኑ፤ ዕድሚኦም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ንልዕሊ 17 ሚሊየን ንምኽታብ…
ቢዝነስ ካብ ተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ብዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ፡፡ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ናብ 6 ነጥቢ 82 ሚኢታዊ ዝበፅሐ ብፅሒት ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመናዊ ከተማታት…. Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ሃገርና ወናኒት ዘበናዊ ከተማታት ናይ ምግባር ጉዕዞ ብመምርሒ ክምራሕ ኣለዎ፡፡ ነባር ኣናእሽቲ ከተማታት ምዝማን፣ ከምኡ እውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ዝተዓጠቓ ሓደሽቲ ከተማታት ምህናፅ ትኹረት ይደሊ፡፡ ኣብ ነባር ከተማታት ዝተዘርግሐ ግዘ ዝሓለፎም ይኹኑ ዘይተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት፣ ብዘበናዊን ንቀፃሊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ኣብ ኢራን ንፍፅሞ ኢና ንዝበልዎ መጥቃዕቲ ዘቐመጥዎ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም mizan mekonen Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ እንተዘይተኸፊቱ መጥቃዕቲ መሰረተ ልምዓታት ንዝፈፀምዎ ናይ ግዜ ገደብ ዳግማይ ኣናዊሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰሙን ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ኣብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ክፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 15ሺሕን 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምግብ ዋሕስናን ብቕዓት መናእሰይን ልምምድ ስራሕ ፕሮግራም 15ሺሕ 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 "ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናተሃነፀ ዝርከብ ዘበናዊ ከተማነትን ምኽታምን ንዝሐሸ ናብራ ወለዶን ምዕባለ ሃገርን መሰረት ኢዩ" - ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናወገነቶ ትርከብ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓት ከተማታት ምስሊ ሃገር ካብ ምልዋጡ ሓሊፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋሊድ ሃረር ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ቦታ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን mizan mekonen Mar 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብምኽንያት በዓል ሹዋሊድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ምሸት ሹዋሊድ ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ፍሉይ ደርፍታትን ምርኢታትን ዘለዎ…