ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኳታር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ሄሊኮፕተር 7 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ወታደራዊ ሄሊኮፕተር 7 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ÷ እታ ሄሊኮፕተር ዝተሓምሸሸት ኣብ ስሩዕ ስራሕ እናሃለወት ብዝተፈጠረ ፀገም ቴክኒክ ኢዩ። በዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ ፅዋዕ ዝተሸለመት እየሩስ ብርሃኑ… Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ንመበል 18 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ዘመረቖም ተምሃሮ እተን 463 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና÷ ተምሃሪት እየሩስ ብርሃኑ ካብ ሞንጎአን ሓንቲ ኢያ። ክልተ ፅዋዕ ክትሽለም ዝኸኣለት እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም፡፡ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዓውዲ ሕክምና ዘሰልጠኖም 427 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ብመሰረት እዚ ብዶክተሬት ሕክምና 88፣ ብጥዕና ሳይንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤ ድማ ይኽእላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ ንጉሆ 16 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ኣጀሚረን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን÷ ደቂ ኣንስዮ ጥበብ ይኖራሉ፤ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራን እናተኻደ ዝርከብ ወተሃደራዊ ወፍሪ … mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ወፍሪ ቀስ ብቀስ ከምዝካየድ ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍንጪ ሂቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምሸት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣሜሪካ ውግእ ዓቕሚ ኢራን ብምድኻም ነቲ ኲናት ከተብቅዕ ከም እትሓስብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘስዐበቶ ፅዕንቶ mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ኩናት ምንውሑ ንነፍሲ ወከፍ ክፋል ዓለም ክፀሉ ዝኽእል ስግኣት ኢኮኖሚ ስግኣት ይፈጥር ኣሎ። ኣብ ሳልሳይ ሰሙኑ ዝርከብ ኲናት ኣሜሪካን እስራኤልን ኢራንን ካብ ምዝሕሓል ብዝበለፀ እናገደደ ይኸይድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ደሕንነት ኣገልግሎት ጀነራል ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማእኸላይ ምስራቕ ወጥሪ ዓለምለኻዊ ስግኣት ዕዳጋ ብሓፂሩ፡- mizan mekonen Mar 21, 2026 0 ሓደ በርሚል ዘይተፃረየ ነዳዲ ብልዕሊ 116 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ፣ ኣብ ዕዳጋ ኣውሮፓ ጋዝ ልዕሊ 30% ወሰኽ ኣርእዩ፤ እቲ ጎንፂ ደው ካብ ዝበለ ኢነርጂ ኣቕርቦት እንተዘይተዛዚሙ ቀረብ ኦነርጂ እንተዘይተመሊሱ ዕብየት ንግዲ ብ1.4% ከምዝንኪ የተሓሳስብ ኣሎ፤ መራኽብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቐት ተኻይዱ mizan mekonen Mar 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ተካይዱ ኢሉ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ከምዘፍለጦ ፤ ሶላት ዒድን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓትን ብዓወት ንምዝዛም ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ተኸቢሩ mizan mekonen Mar 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀትን ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። እቲ መምርሒ ከምዘፍለጦ፤ ስነ-ስርዓት ሶላት ብዓወት ንኽዛዘም ኣካላት ፀጥታ…