ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን መበል 1ሺሕን 447በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ንኹሎም ተኸታተልቲ እምነት እስልምና…