Uncategorized ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡- Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2026 0 ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡- 👉ኢራን ላዕለዋይ በዓል መዚ ድሕንነት ዓሊ ላሪጃኒ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ሙማቶም ኣረጋጊፃ፡፡ 👉ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታኒያሁ ምስ ኣመራርሓ ምክልኻልን ድሕንነትን ዝተዛተዩ እንትኾኑ፣ ኣይሞትኩን ኣለኹ፤ ናይ ፀላእትና መራሕቲ ግን ሓደ ሓደ ብሓደ ንቐጥፍ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ብምፍርራም ዘለወን ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ኣጠናኺረን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስንጣሊያን ጂያንካርሎ ጆርጌቲ ተፈራሪሞምዎ። ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር…
ስፓርት ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ዘሕደገ መዘራረቢ ውሳነ ካፍ … Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ቅድሚ ኣዋርሕ ሴኔጋል ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተሓዲጉ ንሞሮኮ ንኽምለስ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ቶታል ኢነርጂ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሴኔጋ…
ቢዝነስ ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኮይኑ ይንቀሳቀስ ኣሎ – ብሄራዊ ባንክ mizan mekonen Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ምኳኑ ተገምጊሙ ኢሉ ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ስርዓት ፋይናንስ ንምርግጋፅ ብዝተውሃቦ ሓላፍነት መሰረት ሓምለ 2016 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኮንቲነራት ናይ ምትንጋድ ዓቕሚ ብምዕባይ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 3 ሚሊየን ብር ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን፥ በቲ ሓደጋ ዝተጎድኡ ወገናት ናብ ስሩዕ ናብራኦም ክሳብ ዝምለሱ ተኸታታሊ ሓገዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣብ ኢራቕ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ኲናት ኢራን ኣብ ኢራቕ ከተማ ባግዳድ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ሎሚ ወጋሕታ ኣብቲ ኤምባሲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ዝሓየለ ከምዝኾነ ፍልፍላት ድሕንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ምስ ዝተፈጠረ ቅልውላው ተተሓሒዙ ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ … Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸተ ምክያድ ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት ፳፡45 ፖርቹጋላጽ ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ኣብ ሜዳኣ ንቦዶ ግሊምት ክተተኣናግ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዘለወን ዝፀንሐ ምሕዝነት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ኤድሞንዶ ችሬሊ ተዛቲዮም። ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ጣሊያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ…