Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኾኑ ዶ/ር ኣሸብር፤ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመፁ ሓበሬታ እቲ ቤት ምኽሪ ኣመልኪቱ።…

ኣራዳ ፓርክ ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲኣራዳ ፓርክ ምስሊ ፒያሳ ዝቐየረን ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ትማሊ ምሸት ሓዱሽ ኣራዳ ፓርክ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ…

ናይ ዝሰርሓ ኣእዳው በዓል – መዓልቲ ሰራሕተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዕለት 1 ግንቦት (ሜይ ዴይ) እንትትመፅእ፤ ዓለም ውፅኢት ፃዕሪን ቃልሲን ወዲ ሰብ ዝኾነት ዕለት ብድምቀት ተኽብር። እዛ ዕለት ሱቕ ኢላ ዝመፅአት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ዘይኮነትስ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰራሕተኛታት…