ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንኮፕ-32 ጥንኹር ምድላው ትገብር ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Nov 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኮፕ-32 ጥንኹር ምድላው ትገብር ኣላ ኢለን ሚኒስትር ገንዘብ ፍፁም ኣሰፋ። ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪየ ከተማ ኣንታሊያ ይካየድ ኣብ ዘሎ መድረኽ ኮፕ-31 ናይ ባዕላ ፓቪሊዮን ከፊታ ንሃገራዊ ኣበርክቶኣ እናላለወት ትርከብ። ፍፁም ኣሰፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፡ ካብ ዓቕሚ ርእሰ ልምዓት ክሳብ ኣፍሪካዊ ተምሳሌት ምዕባለ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ርእሰ ሃፍቲ ብምጥቃም ምምዕባል ከምዝከኣል ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዘካየደቶም ስራሕቲ ልምዓት ኣረጋጊፃ እያ። ብፍላይ ኣብ ግድብ ህዳሰን ፅዕንቶ ወፃኢ ብምፅዋር ርእሰ ዓቕሚን ፀጋታት ተፈጥሮኣን ብምትሕብባር ናብ ልምዓት ክትቅይሮም ክኢላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግዲ ካርቦን ኢትዮጵያ – ንሓለዋ ተፈጥሮ ዝወሃብ ሽልማት mizan mekonen Nov 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ለውጢ ንብረት ኣየር ንዓለም ኣብ ዘሻቕለሉ ዘሎ እዚ 21 ክፍለ ዘመን፣ ኢትዮጵያ ተፈጥሮ ብምሕላው ምንጭታት ፋይናንስ ኣየር ንብረት ንምስፋሕ ዘኽእላ ሓድሽ ዕድል ፈጢራ ኣላ፤ እዚ ድማ ንግዲ ካርቦን እዩ። ንግዲ ካርቦን ማለት ብሰንኪ ለውጢ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆራፅነት መንግስቲ መደመር ዘላቒ ስርዓት ኢነርጂ ኣብ ምህናፅ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ተበፃሒ፣ ዘተኣማምን፣ ተመጣጣኒን ዘላቒን ስርዓት ኢነርጂ ንምህናፅ ቆራፅ ምዃኑ ብዝፈፀሞም ዝተፈላለዩ ተግባራት ኣርእዩ እዩ። ኢትዮጵያ ዝሓንፀፀቶ ሸቶ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ንምዕዋት ጥንኩር ምትሕብባር፣ ቀፃሊ ዝኾነ…
ስፓርት ማንቸስተር ዩናይትድን ኣስቶን ቪላን 4 ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ኣስቶን ቪላ 4 ን 4 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 1:30 ኣብ ኦልድ ትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ሸቶታት ኣስቶን ቪላ ኣሊሰን፣ ኒኮላስ…
ስፓርት ሊቨርፑል እንትስዕር፤ ቼልሲ ብሰንደርላንድ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንክሪስታል ፓላስ 3 ን 1 ስዒራ፡፡ ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማካሊስተር፣ ቪርትዝን ኣሌክሳንደር ኢሳክን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ክሪስታል ፓላስ ድማ ኤዲ ንኪታህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ናብ ቱርክዬ ኣንታሊያ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ኮፕ-31 ንምስታፍ ናብ ቱርክዬ ኣንታሊያ ኣቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ፕሬዚዳንት ኮፕ-31፣ ምስ ጉጅለ ተደራደርቲ ለውጢ ክሊማ ዝተፈላለያ ሃገራትን መሓዙት ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2019 ዓ.ም ዝግምግመሉ መድረኽ ኣካይዱ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ኣህጉራዊ ድርድር ለውጢ ክሊማ ዘጠናኸረ ሓምለዋይ ኣሰር Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ዘካየደቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዙሕ ውፅኢት ኣምፂኡ እዩ። እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝጀመረሉ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ፣ ኣብ እዋን ክረምቲን ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይን ኣቢላ ልዕሊ 56 ቢልየን ፈልሲ ተተኺሉ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ለውጢ ክሊማ ኣፍሪካ እተንፀባርቐሉ ጉባኤ ኮፕ 31 Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ለውጢ ክሊማ ኣፍሪካ እተንፀባርቐሉን ዝቕፅል ጉባኤ ናይ ምትእንጋድ ሓላፍነታ እትርከበሉን መበል 31 ጉባኤ ለውጢ ክሊማ ሕቡራት መንግስታት (ኮፕ 31) ፅባሕ ኣብ ቱርኪ ምክያድ ክጅምር እዩ። ኣብ ከተማ ኣንታልያ ቱርኪ ዝካየድ…