Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

10 ሺሕ ፍንጃል ቡን ብሓደ መዓልቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)10 ሺሕ ፍንጃል ቡን ዝስተየሉ ዘደንቕ ስነ ስርዓት ቡን ጣዓሙ ተዳልዩ። ነቲ ስነ ስርዓት ምፍላሕ ቡን ንምድላው 100 ኪሎ ግራም ቡንን 10 ሺሕ ፈናጅልን ኣብ ኣገልግሎት ውዒሎም። ብኢስት ኣፍሪካ ቢዝነስ ግሩፕ ኣብ ዝተዳለወ እዚ…

በዓል ኢሬቻ ብድምቀት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ እዩ – ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሆረ ሃርሰዴን ብድምቀት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ኣትዩ ኢሉ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕነትን። እቲ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ከምዘፍለጦ፣ እቲ በዓል ብድምቀት ተጀሚሩ ንኽዛዘም…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ኢሬቻ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማዕረግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራሕ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ፋራህ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብኳኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ 2019 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ መልእኽቶም፤ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ዕርቂ፣ ይቕሬታን ምትሕስሳብን ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ…

መስመር ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ መንግስቲ ዘሕለፎም ውሳነታት ኢትዮጵያ ንሕልውናኣን ሉኣላውነታን ዘለዋ ቀይሕ መስመር ብግልፂ ዘስመረትሉ ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክዕፆ ዝወሰነት እንትትከውን፤ 10 ዲፕሎማሰኛታት ኤርትራ እውን ኣብ ውሽጢ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ብሰላም ኣብፅሐኩም! ኢሬቻ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

እንኳዕ ንዓብዪ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ኣብፅሐኩም! ኢሬቻ ማሕበረሰብ ኦሮሞ ንዝናብን ፈተናታትን ክረምቲ ሓሊፉ፣ ተፈጥሮ ብሓምላይ ፅባቐኣን ብገልገለ መስቀል ተሸሊማ፣ እዋን ብርሃን እንትብሰር ንፈጣሪኡ ምስጋና ዘቕርበሉ ውቁብ በዓል ምስጋና እዩ። ኢሬቻ ንዝሓለፈ ብምስጋና ዝዝክር፣ ንህሉው ብሰላም…

ኢሬቻ ሓባራዊነትን ሃገራዊ ምርድዳእን ዘጠናኽር ሓባራዊ ክብሪ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢሬቻ ሓባራዊነትን ሃገራዊ ምርድዳእን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሃገራዊ ልምዓት ንምቕልጣፍ ዝሕግዝ ሓባራዊ ክብሪ እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 8ይ ፎረም ኢሬቻ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ ኢሬቻ ሰላም እዩ! ገዳ…

ኣይተ ከድር ጁሃር ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንኣይተ ከድር ጁሃር ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ብምግባር መሪፁዎም፡፡ እቶም ምክትል ከንቲባ ኣብቲ ቤት ምኽሪ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።