ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥበብን ሓምለዋይ ኣሰርን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድሪ ሓምለዋይ ክትለብስ ምግባር፣ ተፈጥሮ ምክንኻንን ከባቢ ምሕላውን ናይ ሓደ እዋን ተግባር ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ወለዶታት ታሪኻዊ ሓላፍነት እዩ። ሎሚ እንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ህይወት ይሃንፅ፤ እንሕልዎ ተፈጥሮ ድማ ዕጫ ደቅና ይውስን። በዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክትዕ ናብ ሓባራዊ ታሪኽ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፡ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከም ሃገር ብሉኣላውነታ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዝበፀሐት ብዋዛ ዘይኮነስ፤ ኣብ ዘበናት ዘጋጠማ ዝተሓላለኹ ፈተናታት ብጥበብን ብፅንዓትን ህዝባን ምዃኑ ታሪኽ ብግልፂ የዘኻኽረና። ደቃ ኣብ ዓድዋ ዝተጎናፀፉዎ ዓብዪ ዓወት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓረቐ መሬት ዳግም ይሓዊ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 23 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ክዓቢ ገይሩዎ ኣሎ። ኣብ ሓደ እዋን ኢትዮጵያ ልዕሊ 40 ሚኢታዊ ሽፋን ደኒ ከም ዝነበራ ይንገር። ኣብቲ እዋን ብዝነበረ ዘላቒ ዘይኮነ ኣጠቓቕማ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን መሬትን፤ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ናብ 3 ሚኢታዊ ወሪዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣቡ ዳቢ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ትልሚ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ከተማ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዝኾነት ኣቡ ዳቢ ኣብ በረኻማ ከባቢታታ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝሓሰበት ኣፍሊጣ፡፡ ብሰብ ስራሕ ብልሒ ኤኣይ ብምሕጋዝ ዝውገን ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ተኸላ ፈለስ ኣቡ ዳቢ በረኻ ዝኾኑ ቦታታት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ወሳኒ እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ እናተሳተፉ ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ዘተ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምምሕልላፍ ወሳኒ እዩ ኢሎም። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፤ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈልሲ፣ ክረምቲን ኢትዮጵያውያንን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ክረምቲ ካብ ሰነ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝፀንሕ እዋን ኮይኑ፤ ምድሪ ዘለምልም፣ ዝዓረቐ ዝደረቐን ኣኽራንን ሜዳን ብሓምለዋይ ዝሽፍንን ንህይወትን ሓዱሽ ምስሊን ዝህብ ዘደንቕ ህያብ ተፈጥሮ እዩ። እዚ እዋን ዝናብ ሓረስቶት ጥራሕ…