ሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሕብረት ኤውሮፓን ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሕብረት ኤውሮፓን ሕቡራት መንግስታትን ብዛዕባ ሰላምን ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ሰለስተኣዊ ዘተ ኣካይዶም።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…