ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ ጉባኤ የካይድ ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ 1ይ ስሩዕን ጉባኤኡ ኣብ ሎሚ ዕለት ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንሓላፊ ምምሕዳር እቲ ክልልን ንኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልልን ከም ዝሰይም ከምኡ’ውን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት በዓል ሆረ ፊንፊኔ ኢሬቻ መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንዝመፅእ ቀዳም “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ዝርከብ መኽበሪ በዓል ሓዊሱ ከባቢኡ…
ስፓርት 2ይ ዓብዪ ውድድር ጉያ ኢሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ውድድር ጉያ ጎዳና ኢሬቻ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ምክያድ ጀሚሩ። ኢሬቻ ህዝቢ ኦሮሞ እዋን ክረምቲ ብሰላም ምዝዛሙ ስዒቡ ንኹሉ ነገር ዝፈጠረ ዋቃ ምስጋና ዝቕርበሉ በዓል እዩ። ብምኽንያት እዚ በዓል ድማ ዓብዪ ናይ ገንዘብ ሽልማት ዘለዎ…