ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሐረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ ንኣቶ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ዳግም መሪፁዎም። እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ፤ ካልኦት ሽመታት ከፅድቕ እዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም እቲ ዞባን ትንሳኤ ኣፍሪካን ብትምኒት ሽርሐኛታት ኣይኹለፍን Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኻ፣ ብጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣኣን ዓንዲ ሑቐ ስትራቴጂካዊ ሚዛን እቲ ዞባን እያ። ኣብ ታሪኻ ናይ ባዕላ ሉኣላውነትን ናፅነትን ጥራሕ ዘይኮነትስ ንናፅነት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ንምስረታ ሕብረት ኣፍሪካን ንምሕላው ሰላም እቲ ዞባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ መደመቒ ባህሊ፣ ኣዋጅ ምስጋና mizan mekonen Oct 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ክረምቲ ሓሊፉ ዕምባባታት ክዕምብቡ፣ ሩባታት ክውሕዙን መሬት ብሓምለዋይ ተኽሊ ክሽፈንን እንከሎ፣ ህዝቢ ኦሮሞ ፈጣሪኡ “ዋቃ” ንምምስጋን ናብ ሆራ ይኸይድ። ኢሬቻ ምስ ምትእስሳር እዋናት ዝሓለፈ ዝፀንሐ ክብሪ ስርዓት ገዳ፣ ዓብዩ ባህላዊ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅኒት ቀንዲ ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ወርሒ ነሓሰን መስከረምን mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ሓምለዋይ ኣሰር፡- “ተስፋን ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ዝፀንሐ ናይ 2018 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምዝዛሙ ምክንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ብርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። በዙይ መሰረት፦ ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ገፀር ዘሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር) – ብመዓርግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ከድር ማሞ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ዓቕሚ ህንፀትን ኮይኖም ተሸይሞም mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ከድር ማሞ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ዓቕሚ ህንፀትን ኮይኖም ተሸይሞም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ብርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ዝቐረቡሉ ሹመታት ኣፅዲቑ mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ፈላማይ ጉባኤ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሓመድ ቀሪቦም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። በዙይ መሰረት፦ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝዳንት – ሑሴን ኣብዱላሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዱ ሑሴን (ዶ/ር) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሰይሞም mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዱ ሑሴን (ዶ/ር) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሰይሙዎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሰይሞም mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን መረፃ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም መሪፅዎም። ከምኡ እውን ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ኤልያስ ቲሮ ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሰይሙ። ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሰይሞም mizan mekonen Oct 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ንኣቶ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ዳግማይ መሪፅዎም። ከምኡ እውን ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን…