Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኣብ ሃገርና ፈላመይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኤኣይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፍፃመ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝተፈለዩ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሰለስተ ተዓወትቲ ክፍለዩ ኢዮም፡፡ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል…

ደርቢ ላንክሻየር – ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድ ትራፎርድ ንሊቨርፑል እተተኣናግደሉ ደርቢ ላንክሻየር ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀትሪ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣቤል ብርሃኑ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ፅዕንቶ ፈጣሪ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ብምግባር ምንቅስቓሳቱ ኣብ ናይ ባዕሉ ዩቲዩብ ዘጋውሕ ኣቤል ብርሃኑ (የወይኗ ልጅ) ኣፍሪካን ጎልደን ኣዋርድስ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ፅዕንቶ ፈጣሪ ኣፍሪካዊ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡ ኣቤል ብርሃኑ ኣብዚ ዓመት ዝበለፀ…

ሓዱሽ ሬጉላቶሪን ምሕደራን ስርዓት ሚዲያ ኣብ ሓበሬታ ዝተመስረተ ተሓታትነት ዘዕስል ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዝተዋደደን ሬጉላቶሪን ምሕደራን ስርዓት ሚዲያ ኣብ ሓበሬታ ዝተመስረተ ተሓታትነት ዘዕስል ኢዩ ኢሎም ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ…

ኢትዮጵያ ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ – ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ፖለቲካ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንት ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ መሓመድ ባጎንዛ። እቶም ፕሬዝዳንት ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ ኢትዮጵያ…

ዝተዋደደ ስርዓት ሬጉላቶሪን ምሕደራን ሚዲያ ቴክኖሎጂ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምትሕብባር ዘልመዖ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራን ሬጉላቶሪን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ብዕሊ ኣመሪቑ። ዋና ዳይሬክተር ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘለቀ ኣብቲ እዋን፥ እቲ…

ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኾኑ ዶ/ር ኣሸብር፤ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመፁ ሓበሬታ እቲ ቤት ምኽሪ ኣመልኪቱ።…

ኣራዳ ፓርክ ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲኣራዳ ፓርክ ምስሊ ፒያሳ ዝቐየረን ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ትማሊ ምሸት ሓዱሽ ኣራዳ ፓርክ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ…

ናይ ዝሰርሓ ኣእዳው በዓል – መዓልቲ ሰራሕተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዕለት 1 ግንቦት (ሜይ ዴይ) እንትትመፅእ፤ ዓለም ውፅኢት ፃዕሪን ቃልሲን ወዲ ሰብ ዝኾነት ዕለት ብድምቀት ተኽብር። እዛ ዕለት ሱቕ ኢላ ዝመፅአት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ዘይኮነትስ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰራሕተኛታት…

ቻይና ምስ 53 ሃገራት ኣፍሪካ እትገብሮ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዲፕሎማስያዊ መሻርኽተይ ምስ ዝበለቶም 53 ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ። ቻይና ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዕብየት ዝርከባ 33 ሃገራት ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ ፖሊሲ ንግዲ ኣተግቢራ ዝነበረ…