ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ደመራ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ mizan mekonen Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር በዓል ደመራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበረሎም መንገድታትን ኣደባባያትን መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓብዪ በዓል ደመራ መስቀል ብሓባራዊ ሓድነትን ብድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት…
ስፓርት ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ። ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ በዓል ክልተ ወይ እውን በዓል ሰለስተ እግሪ ሞተር ብሽክሌታታት ምሽክርካር ከም ተኸልኪሉ ኢሉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ ንበዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያርክ ማላንካራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ህንዲ፣ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ በዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ብመሰረት ዕድመ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ምእታዎም ይዝከር። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓደ ፍልፍል ዝሰትያ ክልተ ሃገራት mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ብሓባር ኣብ ጅቡቲ ዳመርጆግን ካብ ኢትዮጵያ ደወሌን ዘራኽብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦመር ጊሌን ሓድሽ ዝርግሐ መመሓላለፊ መስመር ቧንቧ ነዳዲ ዕላዊ ገይሮም mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጊሌን ምስ ኢትዮጵያ ደወሌ ዘራኽብን ዓቢዪ ስትራቴጂካዊ ኢንቨስትመንት ዝኾነ ሓድሽ መስመር ቧንቧ መመሓላለፊ ዝተፃረየ ነዳዲ ዝርጋሐ ዕላዊ ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ መስከረም፡ ህብረ ብሄራዊ ፅባቐን ቱሪዝምን mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣቆፃፅራ ዘበን ፈላማይ ዝኾነ ወርሒ መስከረም ባህሊ ሃፍቲ እታ ሃገር ንዓለም ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ፍፃመታትን ኣደባባይ በዓላት ዝካየዱሉ ብምዃኑ ወርሒ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ተባሂሉ ይፅዋዕ። ኣብዚ ሓድሽ ተስፋን ሓድሽ ጅማሮን ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ኣትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጅቡቲ ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ፈጢሩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ mizan mekonen Sep 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ኣገልግሎታት መሰረት ዝኸውን ምህዳር ኣብ ምህናፅ ቅልጡፍ ዕቤት ኣመዝጊቡ ኢሎም። ኢትዮጵያ ኣብ ጎና ጎኒ መበል 81…