Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እተመዝግብ ብሕታዊት ሃገር ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ 10 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕቤት እትመዝግብ ብሕታዊትን ሃገር ኢያ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ማንቼስተር ሲቲ ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ኮይና

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ሲቲ ንቼልሲ ብምስዓር ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ዓመተ ውድድር 2025/26 ኮይና፡፡ ሰዓት 11 ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ዝተኻደ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ብሕታዊት ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ኣንቷን ሴሜንዮ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ድሕሪ 2023…

በዓል ሜዳሊያ ወርቂ ሓኪም…

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክፍሊ ትምህርቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ተመረቕቲ 2018 ተምሃሮ ዶ/ር ሙሉጌታ ደምስ ሓደ ኢዩ። ጋና ብቑልዕልነቱ ሓኪም ናይ ምዃን ሕልሚ ከምዝነበሮ ዝገለፀ ዶ/ር ሙሉጌታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምረቓኡ…

ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዘተኣማምን ኢንዱስትሪ ንምህናፅ ብንፅል ዘይኮነስ ተደሚርና ብምትእስሳር ክንሰርሕ ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ሎሚ መዓልቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ኢንዱስትሪታት…

ሕልምና ሃገር ካብ ድኽነት ዘናግፍ ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ድሌትናን ሕልምናን ካብ ድኽነትን ፀገምን ዝተናገፈት ሃገር ዝፈጥር ትውልዲ ምፍጣር ኢዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ቀዳማይ ምዕራፍ ኢንዱስትሪ ፓርክን ገላን ጉራ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ግራዋ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻን ሓለዋ ከባቢን ተመልኪቶም። ኣብቲ እዋን ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን…

ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንመናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ኢንተርፕራይዛት ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራሒ መንግስቲ ጀርመን ፍሬድሪክ ሜርዝ ኢራን ብቕልጡፍ ናብ ድርድር ዘተ ክትምለስ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ፍሬድሪክ ሜርዝ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብስልኪ ከምዝተዛተዩ ብምሕባር፤ ኣብ ዘትኦም ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ከምዘለዋ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ እዋናዊ ኩነታት ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ እቲ መድረኽ ፓርቲታት ኣብ ምድላው መረፃ ዘጋጠሙዎም ፀገማት…

ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእ ተሰማሚዓ – ዶናልድ ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእን መሻርኽቲ ንግዲ ክትከውንን ተስማዕሚዓ ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ ቤጂንግን ምስ ቻይናዊ መዘንኦም ሺ ጂንፒንግ ዕዉት ርክብ ክብሉ ዝገለፅዎ ዘተ…