ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 22፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ግሩፍ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣቶ መስፍን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክኣዘርባጃን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ኣዘርባጃን ሳሂባ ጋፋሮቫ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነትን ሓበራዊ ዕቤትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህዝባዊ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 8.5 ቢሊየን ፈልሲታት ክትከሉ እዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰርን ዝሕደስ ሓይሊን ብስፍሓት እናሰርሐት እንትትከውን፤ በዚ ድማ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ መሪሕ እናኾነት ትርከብ፡፡ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ መብዛሕተአን ሃገራት ንብኽለት ኣየር ምንም ዓይነት ብፅሒት ኣየሃልዋ እምበር፣ ጉድኣቱ ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 800 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣድላዪ ምድላው ንኽግበር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 800 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል ሓዱሽ ታሪኽ ንምስራሕ መላእ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምምላስ ሓበራዊ ዕቤት ሃገራት እቲ ዞባ ዘረጋግፅ ኢዩ። Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምምላስ ሓበራዊ ዕቤት ሃገራት እቲ ዞባ ዘረጋግፅ ኢዩ። ሕቶ ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓባራዊ ተረባሕነት፣ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳርን ምትሕብባር ፀፅታን ብምርግጋፅ ንዞባዊ ሰላምን ምዕባልን ወሳኒ ምላሽ ዝጠልብ ፍትሓዊ ኣጀንዳ እዩ። ኢትዮጵያ ነዊሕ ታሪኽን ብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌን ቤኒንን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚት ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፕሮፌሰር ኣሞን ሙርዊራ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝተኻየደ…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ 31 ሚልዮን ዩሮ ልቓሕ ክህብ እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ንዝርከቡ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት 31 ሚልዮን ዩሮ ልቓሕ ክህብ እዩ። እቲ ልቓሕ ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ኣምሓራን ትግራይን ንዝርከቡ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ኣገልግሎት፣ ንግዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ስልታዊ ናይ ጉጅለ ዘተ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ ኢሎም። እቶም ዋና ኮሚሽነር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ተሳተፍቲ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓሳቦም እናውፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ኣብ ዘዕብዩ ሓደሽቲ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዘትየን Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ንግዲ ኣሜሪካ ማርክ ሚሼል ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም ኣብ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ምትሕብባር ኢኮኖሚ እተን ሃገራት ዘዕብዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺታት ኢኮኖሚ ውፅኢት የምፅኡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2026 0 ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዕብየት ኢኮኖሚ ካብ ዘመዝግባ ሃገራትን ብዙሕ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራትን ቅድሚት ትስራዕ እያ። እታ ሃገር ዝጀመረቶ ኩለመዳይ ጉዕዞ ምዕባለ ንምቅልጣፍ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝፃወቶ ግደ ብምርዳእ፣ ዝተዋደደን ሱር ቦቆልን ምምሕያሻት ኢኮኖሚ እናተግበረት ፀኒሓ እያ።…