Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ጎድና ጎድኒ ፍሉይ ጉባኤ ኩለመዳይ ፕሮግራም ልምዓት ሕርሻ ኣፍሪካ (ካዳፕ) ኣብ ዝተገበረ ዘተ፤ ሕርሻ ኣብ ምዝማን፣ ሩባ ኣባይ ብሓባር…
መበል 55 ዓመት ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 55 ዓመት በዓል ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኸቢሩ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል…
ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቅ ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዘነበሩን ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ዝፀንሑን ጉጅለታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡
ሰራዊት ምክልኻል ምስ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ከባቢ…
ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ዕዳጋ ካፒታል ሃና ተኸልኩ ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ብዕሊ ትማሊ ዘጀመሩ…
ከንቲባ ኣዳነች ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 29 ግዘ ዘሰልጠኖም ስሩዓት ኣባላት ፖሊስ ሎሚ ኣመሪቑ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል…
ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ንመበል ሳልሳይ እዋን ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ኣመሪቖም።
እቶም ተመረቕቲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑን ኣብቲ ስልጠና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ኩነታት ፀፅታ ንምቁፅፃር ምውፋር ድሮናት ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ መድረኽ፤ “ስራሕቲ ምክልኻል ገበን…
ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ሓድነት ህዝቢታት ንምጥንኻር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ካቶሊካዊት ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ መሓመድ÷ እት ዘተ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ ፀገማት ብምፍታሕ ብሓባር ሰላም እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡…