Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…
በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡
እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…
ኣብ ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ብምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
ዳይሬክተር ልምዓት ሆርቲካልቸር እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንፋና ዲጂታል…
ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ካብ 1 ዓመትን 6 ኣዋርሕን ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎም።
ኣብ ለዕሊ እቶም ውልቀ ሰባት ውሳነ ዝተውሃበ ኣብቲ ዝተገለፀ ከባቢ…
ብብር 28 ሚሊየን ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ተሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ደጋሃቡር ብብር 28 ሚሊየን ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ኣረኪቡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽከብ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን ርእሰ…
ብባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሓውዜን ካብ ባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ሕቡራት ሃገራት (UNOPS) ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን።
እተን ኣብያተ ትምህርቲ ማርያም ዛላን መጋብን እንትኾና፥ ፣ ብድምር 4 ብሎክ…
ኣብ ሰላም ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ሓድነትን ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
ኩሉ ሰብ ዘለዎ ኣፈላላይ ብምሓዝ ተኸባቢሩ ምንባር መግለፂ ቅኑዕ ሰብነት ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሀን ቀሲስ…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቲ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንኣፍረይቲ ዓውዲታት ኣብ ክሊ ዘምፀኦ ዕድል፣ ብድሆን መፍትሒን ጠመተ ዝገበረ…
ጀርመን ንፃዕሪታት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመን ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣረጋጊፆምለይ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእልን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…