Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ብምትሕግጋዝ ክኸውን ኣለዎ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓ/ቃድር መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ማሕበረሰብ ሙስሊም መበል 1445 በዓል…
ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ስነ ስርዓት ርኽክብ ብልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝተሃንፀ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ቀረብ መስተ ማይ…
ኩባንያታት ህንዲ ኣብ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኽሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ህንዲ ኣብ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኽሳተፉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ህንዲ ከተማ ሙምባይ ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራትን ንግዲን እስያ ኣፍሪካ ዘሰናደኦ ሻድሻይ ዓለም ለኸ ፎረም ኣመራርሓ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበሩዎ ዑደት ኢትዮጵያ ምስታ ሃገር ዘለዋ ርክብ ዘጠናኽር ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (አፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሩዋንዳ ዝገበሩዎ ዑደት ኢትዮጵያ ምስታ ሃገር ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ዘጠናኽር ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።
ቢልለኔ ስዩም ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 900 ስታርት ኣፓት ዝሳተፉሉ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተኸፊቱ።
ንሰለስተ ሰሙን ዝፀንሕ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምፅምባር ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት…
ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ወረዳ መንዝ ቀያ ገብርኤል፣ ወረዳ ኣሳግርት፣ ከተማ ጊና-ኣገርን ሃራን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ተሳሊጡ።
እቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ መንግስቲ ለውጢ ዘምፅኦም ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢታት ንምድጋፍ…
በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ንሓደጋ ዘቃልዑ ኣሰራርሓታት ብምሕባር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ናይ ጥንቃቐ…
ብዙሓት ዓወታት ዘመዘገበ፣ ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ – ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘመናት ኣጋጢሞም ዝነበሩ ስብራታት ብግቡእ ዝፈለየ፣ ስብራታት ብምፅጋን መፍትሒ ዘቐመጠን ብቃልሲ ህዝቢ ዝተወለደ ለዉጢ መፂኡ ኢዩ” ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ መምርሒ ኢንቨስትመንትን እቲ ብሄረሰብ ኣይተ…
ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ።
ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና…
ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ከተማ ደባርቅ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ስልፊ ተኻይዱ።
እቶም ሰልፈኛታት ዉሽጣዊ ሰላምና ብምፅናዕ ደጋዊ ፅዕንቶታት ብዓወት ክንዋፃእ ኢና፣ ሰላምና ኣብ ሕድሕድ ገዛና ኢያ፣ ኣብቲ ክልል ሕቶታት ብሰላማዊ መገዲ…