Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ መስቀል ኣደባባይ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ዝተሳተፉሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ አመስጊነን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ናብ ኣደባባይ ብምውፃእ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ክብሪታት ብዓል ፊቼ ጨምበላላ  ንህንፀት ሃገር ክንርበሐሎም ይግባእ -ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪታት ብዓል ፊቼ ጨምበላላ  ንህንፀት ሃገር ክንርበሐሎም ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ብዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከባ ኩለን ክፍላተ ከተማ ዝመፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። በቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ። - ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ሃገርና ግደና ክንዋፃእ ኢና!…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም። እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ሃላባ ቁሊቶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተረኸቡ ኣብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ዞባ ሃላባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዝሓለፉ…

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብቲ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃፅኡ ነበርቲ፣ ሓረስቶትን ሰራሕተኛ መንግስቲን ተረኺቦም። እቶም ሰልፈኛታት፥ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልምዓት ኮሪደር ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን መረፃ፤ “ ኣዲስ ኣበባን ከም ስማ ውቅብቲ ዕምበባ ንምግባርን ንነበርታ ምችውቲ ክትከውንን” ንምስራሕ ንህዝቡ ቃል…