Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ሕርሻ ገሊፁ።
ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣካቢ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጎስጓስ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ምክያድ ተጀሚሩ።
ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይቲ ዓውዲ ማሕለኻታት ብምፍታሕ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ፍልፍል ኢኮኖሚ ንምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ኤክስፖ ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕን መድረኽ ምፍላጥ ስራሕቲ ዝመፅእ ክረምቲን ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ መድረኽ "ባህሊን እሴትን ዲሞክራሲ ንብልፅግናና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻደ ምዃኑ…
1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ኣብ ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታ ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 789 ደቂ ተባዕትዮ፣ 384 ደቂ…
ኢትዮጵያን ውሕመን ተፈናቐልቲ ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ተፈናቐልቲ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፤ ፍሉይ ኣማኻሪ መፍትሒታት ምምዝባል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ ምስ…
ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 18 ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ሚኒስቴር ምክልኻል ሓዊሱ ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም።
እቶም ዑደተኛታት ኣብ ብሪታንያ ካብ ዝርከብ ሮያል ኮሌጅ ኦፍ ዲፌንስ ዝመፅኡ እንትኾኑ÷ ተምሃሮ ኮርስ ግሎባል…
ኢትዮጵያን ኮንጎ ሪፐብሊክን ትራንስፖርት ኣየር ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ትራንስፖርት ኣየር ኮንጎ ሪፐብሊክን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ኣብቲ እዋን ስነ-ስርዓት ፊርማ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ዕዉት ምይይጥ ገይሮም፡፡
ኣብ ሞንጎ ክልቲአን…
ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዑደት ኣሳሊጡ።
ህንፀ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ቶጎጫሌ ብ490 ሚሊየን ብር ወፃኢ እናተሳለጠ…
ፓስፖርትን ኤ ቲ ኤም ካርድን ሓዊሱ ናይ ድሕንነት ሕትመታት መፍረዪ ንምህናፅ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ንዝህነፅ መፍረዪ ፓስፖርት፣ ዲጂታል መታወቂያ፣ ኤ ቲ ኤም ካርድን መሰል ናይ ድሕንነት ሕትመታትን ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ…