Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ‎

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ተግባራት ማሕበራዊ ዘፈር ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ዝላ ማሕበራዊ ልምዓት ንህንፀት ሃገር" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ማህበራዊ ዘፈር ዝተመዝገቡ…

ቱሪዝም ንዕብየት ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ መርሃ ግብሪታት ገበታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪታት ገበታ ንሸገር፣ ገበታ ንወለዶ ዝህነፁ መባፅሕ ቱሪዝም ኣብቲ ዓውዲ ንኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ እዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ባይቶ ወከልቲ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ደስ ዘይበሎም ብወገን ኢራን ዝቐረበ ነጥቢ ድርድር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፤ ኢራን ነቲ ንኽልተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ኲናት ንምቁራፅ ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ ሕጉስ ኣይኮንኩን ኢሎም፡፡ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ እቲ ኩናት ደው ክሳብ ዝብል ድርድር ኒውክሌር…

ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ጥዕና ልምዓታ ኣህጉራዊ ተረባሕነት ከረጋግፅ ኣብ ዝኽእል ቁመና እናተግበረት ትርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቅረብቲ መድሓኒት "ዓለም ለኸ ስልታዊ ምሕዝነት ንዘተኣማምን ምትእስሳር ቀረብ…

መስኖ ሕርሻ ብምግብ ርእስና ንምኽኣል ዝፀንዐ መሰረት ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስኖ ሕርሻ ሓጋይ፤ ብምግቢ ርእስና ንምኽኣል ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ፅኑዕ መሰረትን ዘንበርናሉ ምዕራፍ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሕርሻ መስኖ…

ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ 1 ሺሕን 452 ቅድመ ስሩዕ ኣቢያተ ትምህርቲ ክህነፁ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፤ እቶም ኣቢያተ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ክልላት ብምትሕብባር ኣብ ኩለን…

ቢሊየን ዶላራት ዘድሐነ ምንቅስቓስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ኦኮኖሚ ብምክታል ሉኣላውነታ ንምዕዋት ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ትርከብ። በዙይ እውን ብፍላይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምህርቲ ሓጋይ ስርናይ ኣብ ምፍላጥ ኣብ ስርናይ ዓርሰ…

ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ሉኣላዊነት ሃገር ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንዱስትሪ ስግግር ብቁፅሪ ካብ ዝግለፅ ኢኮኖሚ ንላዕሊ ድልየት ሃገራዊ ሉኣላዊነት ብዘላቒነት እነረጋግፀሉ ወሳኒ ወሳኒ ዓንዲ እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ መግለፂ…

ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብቕብሪ ተቐቢልና…

ኣብ ውሽጢ ሃገር መድሓኒት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ምድንፋዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ንምፍራይ መመሓየሺታት ፖሊሲ ካብ ምግባር ጀሚሩ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ በዚ ድማ ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናውቲ መገልገሊ…