Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ጉጅለ ተዓዛቢ ኢጋድ ኣብ ከተማ ጅማ ምድላው ቅድመ ትዕዝብቲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ተዓዛብቲ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ክልል መረፃ ከተማ ጅማ ብምርካብ ከይዲታት ቅድመ ምድላው ተዓዚቡ፡፡ እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ቅድመ ምድላዋቱ ብፅቡቕ ኩነታት እናተወገነ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ ክብሉ ሓላፊ ክልል…

ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ 4 ሺሕን 97 ተዓዘብቲ መረፃ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 4 ሺሕን 97 ተንቀሳቐስቲን ተቐመጥቲን ታዓዘብቲ ኣብ ኩለን ክልላት ንምውዳር ምድላው ተዛዚሙ ኢሉ ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ንመረፃ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ሕብረት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ ብፍቓድ ሲቪል…

ኣብ ክልል መረፃ ደሴ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ምድላው …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ደሴ ኩሎም ጣቢያታት መረፃ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝግበር ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ምድላው ብልዑል ተበግሶን ጥንቃቐን እናተወገነ ይርከብ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል መረፃ ንዝርከቡ ኩሎም ጣቢያታት መረፃ መውሀቢ ድምፂ ኮሮጆታት፣…

ኡሁሩ ኬንያታ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕዋት ኣመልኪቶም ምስ ዲፕሎማሰኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኡሁሩ ኬንያታ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብዋናነት ትኹረቱ ዝገበረ ኣብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ምድላው ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፅባሕ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ መረፅቲ ንምትእንጋድ ምድላው ጣቢያታት መረፃ እናገበሩ ይርከቡ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ጣቢያታት መረፃ ኣድላዪ ምድላው እናገበሩ ይርከቡ፡፡ ኣብቶም…

ኣብ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፅና ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነትና ንምውፃእ ተሰናዲእና ኣለና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ፡፡ ነባሪ እታ ከተማ ዳንኤል ቀቀቦ፤ ፅባሕ ብካርዶም ንሃገር ዕቤት ይጠቅም ዘብሉዎ ፓርቲ ብምምራፅ ታሪኻዊ ኣሰሮም…

ዴሞክራሲ ንምፅናዕ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ካብ ካሊእ ክትመሃር ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዴሞክራሲያዊ ምምሕዳርን ስርዓት መረፃን ንምጥንኻር ሃገራት ኣፍሪካ ኣንጀዳአን ካብ ካሊእ ልምዲ ክቐስማ ኣለወን ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኣብ መራሒ ጉጅለ ታዓዛቢ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪካ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡…

ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና – መናእሰይ ድሬዳዋ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ምምሕዳር ድሬዳዋ ካርድ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና ኢሎም። እቶም መናእሰይ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝወሰዱዎ ካርዲ ድምፆም ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽካየድ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ተሪፉዎ።

ፅባሕ ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መነረፃ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትካላት ፀጥታን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣድላዪ ምድላው ገይሮም ኢዮም፡፡ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፤ ሓበራዊ ግብረ ፀፅታን ድሕንነትን እቲ መረፃ ብዓወት…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕዉት…