Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዝሃበቶ ምላሽ – ሓምለዋይ ኣሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምና ኣብዚ ሕዚ እዋን እናፈተኑ ካብ ዝርከቡ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ዘስዐቦም ፅዕንቶታት ብቕድሚት ስርዑ። ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ዝህብ ስጉምቲ ጀሚራ ዝተፈላለዩ ተግባራት እያናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዞም ተግባራት ጭቡጥ ለውጢ…

አርሰናል ንወስትሃም ብምስዓር ናብ ፅዋዕ ትገብሮ ጉዕዞ ኣለምሊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…

ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት…

በርንሌይን ኣስቶንቪላን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ በርንሌይን ኣስቶንቪላን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ በርንሌይ ሸቶታት ኣንቶኒን ፍሌሚንግን እንተመዝግቡ፤ ብወገን ኣስቶንቪላ ድማ…

መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ብልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኦሲስ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር…

ክሌማዊ ለውጢ ንፅዋዕ ዓለም 2026 …

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፀጋሚ ኩነታት ኣየር ንኽካየድ ሒደት እዋናት ንዝተረፎ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ፈተና ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ። እቲ ውድድር ኣብ ዘተኣተናግዳ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሎ ክሌማዊ ለውጢ ብልዑል ሙቐት፣ ነጎድጓዳማ ዝናብን ሃልሃልታ ሓዊን…

ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ንዘይምውራድን ፅዋዕ ንምዕታርን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 12፡30 ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ። ኣርሰናል 76 ነጥቢ ብምእካብ ነቲ ሊግ እናመርሐት እንትትከውን፥…

ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እንኳዕ…

ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅ ዝተሰርሑ ዓበይቲ ተግባራት ተጋዊሖም። ብፍላይ ድማ ደቂ…