Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2026

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት በዓለ ሲመት ዝምረፁ ፕሬዝደንት ጅቡቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…

ሩስያ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ ተኽብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ዓወት ዘመዝገበትሉ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓት ተኽብር ኣላ። እቲ በዓል ኣብ ዋና ከተማ ሞስኮ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት…

ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡ እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ። ትማሊ…

ኣክቲቪዝም ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ኣንቃሓይ ምዃን (ኣክቲቪዚም)ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…

ጫፍ ዝሓዙ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ኣይፅብቕን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፖለቲካዊ ይኹን ሃይማኖታዊ ወይ እውን ብኻሊእ ኣተሓሳስባ ጫፍ ዝሓዙ ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታት ክውገዱ ይግባእ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ''…

ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመታት ፅዲቑ፡፡ ብመሰረት እዚ 1ይ. ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ - ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን…

ሰላምን ዕቤትን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ትምልከት ግብፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ሰላምን ምዕባለን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ኢያ ትመለከቶ ኢሎም ሱዳናዊ ፀሓፊን ተንታኒን ናስር ሳቲ (ዶ/ር)። ኣብዚ ሰሙን ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘልዐለቶ ክሲ ስዒቡ ሱዳናዊ ፀሓፊ ናስር ሳቲ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ግብፂን ዘሎ…

ኣብ ሩስያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ 13 መዓርፎ ነፈርቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሩስያ ከተማ ሮስቶቭ ኦን ዶን ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምምሕዳር በረራታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዝኾነ ይኹን መጉዳእቲ ከምዘይበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ብምክንያት መጥቃዕቲ ዝተቋረፀ ኣገልግሎት…