ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ብሩባታታ ከም ስማ … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ናይ ከተማ ሩባታት ናይ ሓንቲ ከተማ ህይወት መስመር፣ ናይ ተፈጥሮ ሳንባን መግለፂ ፅባቐን ኢዮም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ከተማታት ዝተመስረታን ዝዓበያን ኣብ ተፋሰስ ሩባታት ይኹና እምበር፣ ብምውሳኽ ቁፅሪ ህዝቢን ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ምኽንያት ሓለዋ ስለዘይግበረለን ልዑል ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ዝተኸበሩ ሓወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል መሪሕ ሐሳብ “ኢትዮጵያ ክትገብሮ እያ” ብዝብል ኣርእስቲ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻይዱ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ባንኪ ተኣጊ ዝፀንሐ 12 ቢሊየን ዶላር ንኢራን ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ብማዕቐብ ምኽንያት ኣብ ባንኪ ተኣጊዱ ዝፀንሐ 12 ቢሊየን ዶላር ፈንድ ንኢራን ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ፡፡ ኢራን ብማዕቐብ ኣሜሪካ ምኅንያት ኣብ ቻይና፣ ኢራቕ፣ ህንዲን ኳታርን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ 100 ክሳብ 120 ቢሊየን ዶላር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመሰረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ብምትሕብባር ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመስረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን “ርክብ መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሰናይ ዕድላት፣ ፈተናታትን መፍትሒታትን”…
ስፓርት ዶኩ ዳግም ናብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ክፅምበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መጀመርታ ውላዱ እንትውለድ ንምርኣይ ሃገራዊት ጋንታኡ ብምሕዳግ ናብ ለንደን ዘምረሀ ጄሬሚ ዶኩ ዳግም ናብ ሃገራዊት ጋንታኡ ክምለስ ኢዩ፡፡ ሃገራዊት ጋንትኡ ሓዲጉ ምውወፅኡ ስዒቡ ብዙሓት ወቐሳታት ዘተኣናገደ ዶኩ፤ ፕሬይዝ ዝተብሃለ ተባዕታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ጥራሕ ደው ዝብል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ዝተሓፀረ ዘይኮነስ ንኹላትና ናይ ሓባርን ቀፃልን ዘለዎ ስራሕ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግን ኢያ ኢሎም፡፡ ቻተም ሃውስ ዝተሰነየ ዓለም ለኸ ትካል “ኣብ ዝተኸፋፈለ ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ጎስጓስ ዘጀመሩ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ÷ ተቓላዕነት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት እታ ከተማ ሓደጋ ውሕጅ ናይ ምክልኻል ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ እታ ከተማ መወገዲታት ፈሳሲ ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መወገዲ ፈሳሲታት ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀዊዐን፡፡ ኣብታ ከተማ ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።…