ሓምለዋይ ኣሰርና ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓምለዋይ ኣሰርና ብሓበራዊ ቅልፅምን ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ ኢሎም።
ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፕሮጀክት ጫካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዱ…