ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ.ኤም.ሲ)መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክባትን ፓርቲ ብልፀናን ሚኒስተር ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። እቲ ፓርቲ ብዛዕባ ከይዲ ህንፅት ስርዓት ዴሞክራሲን ኣፈፃፅማ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃን…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት እቶት 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 75 ነጥቢ 17 ቢልዮን ብር ንምርካብ ተሓሲቡ፤ ናይ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅምዶ መጥቀሚ መሳርሒ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ እዩ – ኤርትራዊ መንቅሒ ማሕበረሰብ ኢዩኤል ዮሃንስ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅምዶ መጥቀሚ መሳርሒ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኤርትራ እዩ ኢሉ ኤርትራዊ መንቅሒ ማሕበረሰብ ኢዩኤል ዮሃንስ። መስራቲ ሰማያዊ ማዕበል ዝተሰነየ ኣብ ዴሞክራሲን ፍትሒን ንኸዓስል ዝሰርሕ ትካል ዝኾነ ኢዩኤል ዮሃንስ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ – ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ መናእሰይ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክንቃለሶ ይግባእ ኢሎም ካብ ዓፈና እቲ ጉጅለ ሃዲሞም ዝመፅኡ ተወለድቲ መናእሰይ ክልል ትግራይ፡፡ እቶም መናእሰይ÷ ተለኣኣኺ ታሪኻዊ ፀላእቲ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ጎስጓስ ኲናትን ዓፈናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ዳያስፖራ ስምዒት ዋንነት ሃገሩ ንኸጠናኽር ገይሩዎ እዩ – ተሳተፍቲ ዘተ ዳያስፖራታት Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ስምዒት ምግላል ዘይኮነስ ስምዒት ዋንነት ንኽስምዖ ገይሩዎ እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ዘተ ዝኾኑ ኣባላት ዳያስፖራ። እቶም ተዛተይቲ ከምዝበሉዎ፤ እቲ ዘተ ኣብ ኣብ ኣፈላላይ ሓድነት ብምምፃእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራዊ ድሕንነት ክሳብ ልምዓት ኢንዱስትሪ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ናይ ሓንቲ ሃገር ጥንካረ ብበዝሒ ሰራዊታ ወይ እውን ብበዝሒ እትዕድጎም ዕጥቂታት ጥራሕ ኣይምዘንን። ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ኢንዱስትሪ መከላኸሊኣ ንምጥንካርን ብዕጥቂ ርእሳ ንምኽኣልን ዝተፈላለዩ ትልሚታት እናተግበረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፁኡ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር፣ ሓምለዋይ ኣብዮትን ልኣላዊነት ምግቢን እናረጋገፀ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ኣብዮትን ሉኣላውነት ምግቢን እናረጋገፀት ትርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ጥራሕ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተሰርሐ ስራሕ ሽፋን ደኒ ካብ 17 ሚእታዊት ናብ 23 ነጥቢ 6 ሚእታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ እዩ። ሓቀኛ ልኡላውነት ሃገር ዝልካዕ ብዶብ ጥራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ንኢትዮጵያ ብሩህ ተሰፋ ዝሰነቐ እዩ – ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ንኢትዮጵያ ብሩህ ተሰፋ ዝሰነቐ እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣባባ፡፡ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብዝምልከት ንፋና ዲጂታል ርኢቶኦም ዝሃቡ ነባሪ እታ ከተማ ኣይተ ጅላሉ ኣህመድ፤ እቲ ከይዲ ዘተ ንኢትዮጵያ ኩለመዳይ ምዕባለ ወሳኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማኸርቲና ዝተዋህቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣማኸርትና ዝተውሃቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ ኢሎም። መስፍን ኣርኣያ ብዛዕባ ከይዲ እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ሓሳባት ስልታዊ ጉጅለታት…