ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ካቢኔ መንግስቲ ምእታዎም ምህዳር ፖለቲካ ምስፍሑ ዘረጋገፀ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ኣረኣእያታት ዝተዋፈሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ካቢኔ መንግስቲ ክኣትዉ ምግባሩ ፖለቲካዊ ምህዳር ምስፍሑ ዘረጋግፅ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማ ሚኒስትር ምስ ኦቢኤን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት…