ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ዱባይ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ንምስታፍ ሎሚ ኣጋምሸት ናብ ዱባይ ኣትዩ። እቲ ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዱባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራኸ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝኣወጀ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ተቓላሳይ ናፅነት ኔልሰን ማንዴላ ሓደ ፍሉጥ ኣባሃህላ ኣለዎም። ህዝቦም ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገበሩዎ ቃልሲ ህዝቢ ባዕሉ እንተዘይክኢሉን ናብራኡ እንተዘይኣመሓይሹን ናፅነቱ ምሉእ ከምዘይኸውን ኣስሚሮምሉ ነይሮም። «ባዶ ከብዲ ናፅነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ለውጢ ኢትዮ ቴሌኮም፡ ናብ ምሉእ ዲጂታል ኢኮኖሚ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ንኢትዮጵያ ናብ ምሉእ ስነ ምህዳር ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስግጋር ዝዓለመ ስትራቴጂካዊ ትልሚ ብምሕንፃፅ ብቆራፅነት ይትግብር ኣሎ። እዚ ስትራቴጂ እቲ ትካል ካብ ኣቕራቢ ርክብ ኣገልግሎት ናብ ኣቕራቢ ዘመናዊ ዲጂታል ቴክኖሎጂን ፋይናንሳዊ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ሸቶታት ማንቼስተር ዩናይትድ ብሪያን ምቤሞን ቤንጃሚን ሼሽኮን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብወገን ኤቨርተን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ምስፍሕፋሕ 4ጂን 5ጂን ኔትወርክ ዘርኣዮ ዕቤት Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ንሓፈሻዊ ተበፃሕነት ኢንተርኔት ብዝበለፀ ብምጥንኻር ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ። ነዚ ዕላማ ድማ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኔትወርክ 4ጂን 5ጂን ንምስፋሕ ዝወስዶም ዘሎ ብዙሓት ስራሕቲ ዝነኣዱ እዮም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ይፖለቲካ ሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ደቡብ ኮርያ ሴኡል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ኣብ መንጎ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ሓሳባት መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ጭቡጥ ዝላ ክምዝገቡ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብሓደሽቲ ሓሳባት መንግስቲን ብምትሕብባር ህዝቢን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝርኣዩን ዝጭበጡን ዝላታት ተመዝጊቦም ኢሎም ዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፓርቲታት። ምክትል ኣካቢ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ኣይተ በየነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቀሊል መንቀሳቓሲ ገንዘብ ክሳብ ዋና ሞተር ኢኮኖሚ – ቴሌ ብር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌብር ኣብ ታሪኽ ዲጂታል ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ እናፀሓፈ ይርከብ። እቲ መተግበሪ ቀሊል ናይ ሞባይል ገንዘብ መንቀሳቐሲ ወይ ሞባይል ዋሌት ኮይኑ ዝጀመሮ ጉዕዞ ብምስፋሕ ሎሚ ምሉእ ዝኾነ ስነ ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ክኸውን ክኢሉ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምኽባር መዓልቲ ዝላ ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ታሪኻዊ ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት ነረጋገፅ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ሓዱሽን ታሪኻዊን ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት እናረጋገፅና ንርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…