ስራሕቲ እቲ ቤት ምኽሪ ውፅኢታዊ ዝኾኑ ብሙሉእ ስራሕተኛ ሓበራዊ ፃዕሪ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ስራሕቲ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዕዉታትን ውፅኢታዊ ክኾኑ ዝኸኣሉ ብምትሕብባርን ብፃዕርን ኩሎም ሰራሕተኛታት እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ።
ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብ ስራሕቶም ዝለዓለ…