ስራሕቲ ኣገልግሎትን ዳግመ ህንፀትን ቀዳምነት ትኹረት ተዋሂብዎም ይካየዱ ኣለዉ – ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕቲ ኣገልግሎትን ዳግመ ህንፀትን ቀዳምነት ትኹረት ተዋሂብዎም ይካየዱ ኣለዉ ኢሎም ከንቲባ ከተማ መቐለ ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር)።
ከንቲባ ከተማ መቐለ ሽሻይ ኣማረ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዑደት ብምግባር ኣብ ዘካየድዎ ምልከታ ዑደት ሰፊሕ…