Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2026

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ትካላት ዝበፅሐ ዕንወት መንነት ዘይሕጋዊ ህወሓት ዘቃለዐ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ትካላት ዝበፅሐ ዕንወት መንነት ዘይሕጋዊ ህወሓት ዘቃለዐ እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን ኣገልግሎት ህዝብን በዓል ሓደራ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሰፋ ኣብርሃ። እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ምስ ዳይሬክተራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ተዛትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ን12 ከምኡ’ውን ጉባኤ ላዕለዋይ ድሕነት ኣፍሪካ ዝኾነ ጣና ፎረም ቅድሚ ምጅማሩ፣…

ውሽጣዊ ዓቕሚ እታ ሃገር ብግቡእ ንምጥቃም መዋቕራዊ ስብራታት ክቃንዑ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሽጣዊ ዓቕሚ እታ ሃገር ብግቡእ ንምጥቃም ኣብ ኣተሓሳስባን መዋቕርን ዘለዉ ስብራታት ክቃንዑ ይዝግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ መሪቖም…

ጎንደር ዝግብኣ ዝሰኣነት፤ ጋና ብዙሕ ክስርሐላ ዝግባእ ከተማ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎንደር ዝግብኣ ዝሰኣነት፤ ጋና ብዙሕ ክስርሐላ ዝግባእ ከተማ እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እቶም…

ሰራሕተኛ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ዝኾነት መንእሰይ ሊድያ ፍቅሬ ብሃንደበታዊ ሓደጋ መኪና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ

ኣብ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ክኢላ ዘፈር ዕዳጋን ልምዓት መሸጣን ኮይና እትሰርሕ ዝነበረት መንእሰይ ሊድያ ፍቅሬ ትማሊ ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሓደጋ መኪና እያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ኣብ 1995 ዓ.ም ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ቸሃ ከተማ እምድብር ተወሊዳ ዝዓበየት ሊድያ ፍቅሬ፤ ኣብ 2017 ዓ.ም…

ግድብ መገጭ ንጎንደር ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ሒዙ ዝመፅአ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ መስኖ መገጭ ንከተማ ጎንደርን ኣብ ከባቢኣ ንዝርከባ ከተማታትን ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ሒዙ ዝመፅአ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። አእቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ስግግር ፍትሒ ልዕልነት ሕጊ ንምጥንኻር ወሳኒ እዩ – ወ/ሮ ሃና ኣርኣያስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ምጥያሽ ሓበራዊ ፎረም ስግግር ፍትሒ ሚኒስቴር ፍትሒን ትካላት ሲቪል ማሕበራትን ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ ኣብቲ እዋን፤ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንምድላው ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚሩ መፅናዕቲን ምኽክርን ክካየድ ከም…

መረፃ፣ ልዕልነት ሕጊን ምምላስ ተመዛበልቲን ቀንዲ ኣጀንዳታት በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ እዮም – ኣይተ ረዳኢ ሓሎፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ፣ ልዕልነት ሕጊን ምምላስ ተመዛበልቲን ቀንዲ ኣጀንዳታት በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ እዮም ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ፖለቲካን ውዳበታት ህዝቢን ኣይተ ረዳኢ ሓሎፎም፡፡ ‎ ‎ኣይተ ረዳኢ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ በዓል ሓደራ ምምሕዳር…

ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናብ ስርሖም ብምምላስ ሕጋዊ መስርሕ ንክኽተሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ፖለቲካን ህዝባዊ ውዳበታትን በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናብ ስርሖም ተመሊሶም ኣገልግሎት ህዝቢ ክህቡ ፀዊዖም። ኣይተ ረዳኢ ዕላዊ ምጅማር ስራሕ እቲ በዓል ሓደራ…

ምልኣተ ጉባኤኡ ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ወርሒ ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣኽስም…