Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ን7ይ ግዘ ብቅድመን ድህረን መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲን ሞያን ዘሰልጠኖም 900 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣማኻሪ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር ዴኤታ ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር) ኣብ…
ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲን ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን ኢሎም።
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 76 ግዘ ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 417 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡
ብርሃኑ…
ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም።
ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ሃገራዊ ፓኬጅ መተግበሪያ ሰነድ ልምዓት ቡን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።…
ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፡፡
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ መርሃ…
መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ብኩሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲሰ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብብርኪ ሃገር እናተወገነ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ካብ ምፅዋር ጀሚሩ ብኹሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡
ኣባላት፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ…
መድረኽ ዘተ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትሕብባር ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣፍሪካን ዘድሀበ መድረኸ ዘተ "ሂሊ ዲያሎግ ኣፍሪካ ኤዲሽን" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲቲዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 57 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡
ምክር ቤቱ ተወያይቶ ውሳኔ ያሳለፈባቸው ጉዳዮች እንደሚከተለው ቀርበዋል፡-
እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፤…
ንዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ድልዱል ትካል ተሃኒፁ – ጄነራል ይመር መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ተለዋዋጢነት ባህሪ ኩናት ብምርዳእ ንህልው ዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ጥንኹር ትካል ተሃኒፁ ኢሎም ዋና ሓላፊ መምርሒ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ጄነራል ይመር መኮነን።
ዓመታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት…
ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…
ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…