Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሴክሬታሪያት ኣጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያ- ሕብረት ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ሴክሬታሪያት…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዐን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጎና ጎኒ ኣኼባ 2026 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ዘሎ እዋን ፀደይ…

ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ሎሚ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተክርስቲያን ኪዳነ ምህረት እንጦጦ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ…

ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ንመረፃ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ተመዝጊቦም ኢሉ። ካብ 28 ለካቲት ጀሚሩ ምዝገባ መረፅቲ ብኣማራፂታት ዲጅታልን ማኑዋልን እናተወገነ ይርከብ። ከይዲ ምዝገባ መረፅቲ ኣመልኪቶም እቲ ቦርድ ኣብ…

ንዞባዊ ህንፀት ዞባዊ ኮሪደር መገዲ ዝግበር ሓገዝ ክጠናኸር ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዞባዊ ህንፀት መገዲ ኮሪደር ቀርኒ ኣፍሪካ ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ ክቀላጠፍ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ። ኢትዮጵያ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ፅድያ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣኼባ…

ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምንቅስቓስ ኢኮኖሚያዊ ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡ ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ኢትዮጵያ "ኢትዮጵያ ክትሃንፅ ኢያ፤ ፈጠራ፣ ቅልጣፈን ፅሬትን ንብራኽ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፋይናንስ ኣሜሪካ ቤን ብላክ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን 2026 ዝተኻየደ እንትኸውን÷…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብብሄራዊ ኮሚቴ ኮፕ32 ዝተወገኑ ስራሕቲ ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መበል 32 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት (ኮፕ32) ንምትእንጋድ ምድላዋታ ኣቐዲማ ጀሚራ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣሰናዳኢት…