Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲን ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ መብፅሒታት ቱሪስት ሃረርን ድሬዳዋን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መቐጢኦም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ተወከልቲን ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ መብፅሒታት ቱሪስት ሃረርን ድሬዳዋን ዑደት ገይሮም፡፡ እቲ ዑደት ሚኒስቴር ቱሪዝምን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን…

ኣብ ሆንግ ኮንግ 128 ሰባት ንሕልፈት ዘቃለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆንግ ኮንግ ኣብ ህንፃታት ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ቁፅሪ መወትቲ 128 በፂሑ ኢሎም ሰብ መዚ እቲ ከባቢ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ረቡዕ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ብተወሳኺ ልዕሊ 200 ሰባት ክሳብ ሕዚ…

ኢትዮጵያ ኮፕ-32 ጉባኤ ንምትእንጋድ ምሕራያ ኣብ ልምዓት ተሓዳሲ ሓይሊ ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘረጋግፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኮፕ-32 ጉባኤ ንምትእንጋድ ምሕራያ ኣብ ልምዓት ተሓዳሲ ሓይሊ ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሊማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ሀንፀት ኢኮኖሚ ናይ ማይ፣…

ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምስፋሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምጥንኻር ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ተስፋዬ ወርቁ ከምዝበሉዎ÷ መድሕን ጥዕና ናይ ምኽፋል ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣድላዪ…

ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡ ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞሮኮ ራባት ይካየድ ኣብ ዘሎ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ ታህ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ዘሎ ጠንካራ…

ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም-ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ። ክሲ ዝተመስረተሎም ድማ፦ ‎1 ተኸሳሲ ኣይተ ክፍሌ ወ/ማርያም ጋዎ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መሰረተ ልምዓት፣…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ጉዕዞ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ታሪካዊ ዓወት ኣመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ጉዕዞ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ታሪካዊ ዓወት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዝጠመተ መብርሂ…

ኣብ ዘየቋርፅ መትከል ምህዞን ሰሌጤንን እናሰራሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘየቋርፅ መትከል ምህዞን ሰሌጤንን እናሰራሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንማእኸለዎትን…