ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊድስ ዩናይትድ… Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ ፀወታ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንሊድስ ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። እቲ ሊግ ንሃገራት ፀወታ ቅድሚ ምቁራፁ ናይ መወዳእታ ፀወታኣ ብማዕረ ውፀኢት ዝዛዘመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ፣ "እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ “በዓል ትንሳኤ ኣርባዕተ ነገራት ዝተሰዓሩሉ ዕለት ኢዩ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ ሰዓት ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡ ብምዃኑ ድማ ነበርቲ እታ ከተማ ኣብቲ ጉዳይ ግቡእ ሓበሬታ ንኽህለዎም ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣገንዚቡ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብቦርንማውዝ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ስቴዲየም ንቦርንማውዝ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ቦርንማውዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ክሩፒን ኣሌክስ ስኮትን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንኣርሰናል ካብ ስዕረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ጥዕናን በረከትን ንኽኸውን ተመኒዮም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ፣ ጉዱኣት ኣካልን ሰብ ውዕለታ ሃገርን መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ መዲና ኣፍሪካ ዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ቄስ ደረጄ ጀንበሩ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ቄስ ደረጄ ጀንበሩ ኣብ መልእኽቶም÷ በዓል ትንሳኤ ፅልኢ ብፍቕሪ ከምኡ እውን ሕነ ምፍዳይ ብይቕሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነየሱስ ኣብ መልእኽቶም÷ መላእ ህዝበ ክርስቲያንን ህዝቢታት ሃገርናን፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም÷ በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር…