ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ብዙሕነታዊ መድረኻት ብሓባር ክሰርሓ ተሰማዕሚዐን mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፤ ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ነዊሕን…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ ሳራ ቤይሶሎው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሪፐብሊክ ላይቤሪያ ብርጋዲየር ጄኔራል ጄራልዲን ጃኔት ጆርጅ ኣብ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘመዝገበቶም ዓወታት ንመላእ ኣፍሪካ ኩርዓት ኢዮም – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘመዝገበቶም ዓወታት ንመላእ ኣፍሪካ ኩርዓት ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ ሳራ ቤይሶሎው፡፡ በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንፎርሜሽ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን። እተን ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ክሩዝብ ፀረ ጦር መርከብን ሚሳኤል ኣካይዳ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ክልተ ስትራቴጂክ ክሩዝ ሚሳኤልን ሰለስተ ፀረ ጦር መርከብ ሚሳኤልን ብዕዉት ኩነታት ኣካይዳ፡፡ እቶም ፈተነታት ሚሳኤል ቾኢ ሂዮን ካብ ዝተብሃለ መዕነዊ ጦር መርከብ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰመንበት ዝተኻየዱ ከምዝኾኑ ዚዩ…
ስፓርት ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ mizan mekonen Apr 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ። ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ። ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ…
ስፓርት ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ "ሀ" እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ነቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዞባታት ናፃ ንግዲ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ካብ ኣታዊ ግብሪ ናፃ ክኾኑ ተፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናፃ ዞባታት ንግዲ ብምውፋር እታወታትን ፍርያታትን ናብ ዕዳጋ ኣብ ምቕራብ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ካብ ኣታዊ ግብሪ ናፃ ንኽኾኑ ተፈቒዱ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሽጢ ሃገር ንድሕሪት ዝሕዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት መህነፂ ስብእና መናእሰይ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት መህነፂ ስብእና መናእሰይ ብዝበለፀ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ ብቑዕ፣ ተወዳዳሪ፣ ጥዑይን ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ዜጋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ብዝኾነ ይኹን መፈራርሒን ፈኸራን ኣይትንብርከኽን – ፓርላማ እታ ሃገር Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ወደባት ኢራን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ከምዝዕፀዉ ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ጠጠው ንምባል ድሕሪ 47 ዓመታት ኣብ ፓኪስታን ዘካየደኦ ፊት ንፊት ዘተ ሰላም ብዘይምምዕነት ምዝዛሙ…